በዛሬው ዕለት መጋቢት 11 2017 ዓ/ም የህዝብ ተወካዮች ስብሰባ ጠ/ሚ አብይ አሕመድ ትግራይን ስለሚመለከቱ ጉዳዮች ማለትም ጊዝያዊ አስተዳደሩ ዳግም ማቋቋም፣ የDDR ትግበራ፣ ተፈናቃዮች መመለስ፣ ጦርነት ወዘተ የሰጡት ማብራርያ
youtu.be/TH2wbaNbnIE?...
@lilomedia.bsky.social
Lilo Media is dedicated to providing timely information and impartial insights on political and socio-economic matters, in the Horn of Africa, with a focus on Ethiopia and the Tigray region. https://youtube.com/@lilomedia-4765?si=_odnSF1D37YoztjN
በዛሬው ዕለት መጋቢት 11 2017 ዓ/ም የህዝብ ተወካዮች ስብሰባ ጠ/ሚ አብይ አሕመድ ትግራይን ስለሚመለከቱ ጉዳዮች ማለትም ጊዝያዊ አስተዳደሩ ዳግም ማቋቋም፣ የDDR ትግበራ፣ ተፈናቃዮች መመለስ፣ ጦርነት ወዘተ የሰጡት ማብራርያ
youtu.be/TH2wbaNbnIE?...
ምክትል ፕሬዝዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀ/ል ታደሰ ወረደ ሎሚ 8 መጋቢት 2017 ዓ/ም ምስ ስድራ ስውኣት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ዘሕለፍዎ መልእኽቲ "ሰዓራይ ተስዓራይ፣ ሃዳኒን ተሃዳኒን፣ ፀራጊን ተፀራግን፣ መባረሪን ተባራሪን የለን"
youtu.be/HTkshBCbi2U?...
ውሳነ ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይ ስዒቡ ነባር ተጋዳላይ ስየ ኣብርሃ "እቲ ውሳኔ ድንቁርና ዝወለዶ ንዕቐት እዩ" ኢሉ ርኢቶ ሂቡ ነይሩ ዝሓለፈ ቅንያት፣ ነዚ ግብረ መልሲ ዝሃበ ጀ/ል ብርሃነ ነጋሽ (ወዲ መድህን) ድማ ኣብ ፓነል ዘተ 11 ለካቲት "እቲ ኣዲስኣበባን ኣሜሪካን ዘሎ እዩ ደንቆሮ" ብምባል ተዛሪቡሎ፣ ንምዃኑ ናይ ክልቲኦም ሓሳብ ሱሩ ኣበይ እዩ? ንምንታይ በዚ ብርኪ ይገልፅዎ? ክበሃል እንተኾይኑኸ መን እዩ እቲ ደንቆሮ?
youtu.be/a8MljlHkrHQ?...
ንክልተ መዓልታት ክዝትዩ ዝወዓሉ ላዕለዎት ኣመራርሓ ብዶ/ር ደብፅዮን ገ/ሚካኤል ዝምራሕ ህወሓት፣ እዋናዊ ጉዳያት ብምግምጋም ዘውፅኦ በዓል 12 ነጥቢ መግለፂ ቅዋም
youtu.be/lzUZ_OKV1ds?...
ኣብ ሞንጎ መሪሕነት ህወሓት ዝተፈጠረ ኣፈላላይን ውጥጥ ብዘተ ንምፍታሕ ኣብ ቕድሚ መራሕቲ ሃይማኖት ዝኣተይዎ ቃል ጥሒሶም ፣ ብዓበይቲ ዓዲ ዝቐረብሎም ናይ ሰላም ሓሳብ ኣሻሊሎምን ክብርን ባህልን ትግራይ ኣናኢሶምን ናይ ህልኽን ኣነነትን ፖለቲኮኦም ቐፂሎምሉ ከምዘለው መራሕቲ ሃይማኖትን 7ተ ሲቪክን ቢዝነስን ኔትዎርክ ትግራይ ኣፍሊጦም።
ሙሉእ መግለፂ
youtu.be/42O7LoUwDd4
ልእንደርታዊ ዘይተኽብር ትግራይ ገደል ትእቶ - ጊደና መድሕን ካብ ኢህኣፓ ፣ ወለዶ ህወሓት ናይ ስርቂ ትውልዲ እዩ - ዓንዶም ገ/ስላሰ ካብ ዓረና "ኣነ ህወሓት እየ" ፀጋይ በርሀ ነባር ኣመራርሓ ህወሓት
youtu.be/UlubetgxsTw?...
ምክትል ኣቦ ወንበር ህወሓት ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ ሎሚ ዕለት 18 ሕዳር 2017 ዓ/ም እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቶም ንሚድያታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ "ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መናእሰይ ናብ ናዕቢን ዕግርግርን ንምእታው ገንዘብ የፍስስ ኣሎ" ክብሉ ከሲሶም።
ሙሉእ ትሕዝትኡ ኣብዚ ኣለኩም
youtu.be/VvGvo774WPE?...
ዝኽሪ ኣርባዕተ ዓመት ጀኖሳይድ ትግራይ ንፈለማ ግዘ በቢ ዞብኡ ኣብ ሓሙሽተ ከተማታት ክዝከር መርሓ ግብሪ ተታሒዙሉሎ።
ነዚ ኣመልኪቶም ኮምሽነር ኮምሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ኣይተ የማነ ዘርኣይ ንሚድያታት መግለፂ ሂቦም እዮም።
ሙሉእ ትሕዝቶ ንምክትታል
youtu.be/iOzSJbHQ1wY?...
በትግራይ አዋሳኝ አካባቢዎች ያለው የፀጥታ ሁኔታ በሰላም ስምምነቱ መሰረት ለመፍታት መከላከያና የክልሉ አመራሮች በትብብር እየሰሩ መሆናቸው የብሔራዊ ተሃድሶ ኮምሽን እና የመከላከያ ሰራዊት ተወካይ ብ/ጀነራል ደርቤ መኩርያ ገለፁ።
በዛሬው ሕዳር 12 ቀን 2017 ዓ/ም የተከናወነው የቀድሞ ተዋጊዎች ዲሞቢላይዝ የማድረግ እና ወደ ሕብረተሰብ እንዲቀላቀሉ የተሃድሶ ስልጠና የማስጀመርያ ስነስርዓት ተካሂዷል። ሙሉ ይዘቱ እዚህ ያገኙታል
youtu.be/TM61OJkLhLs?...
ብሓይሊ ዝተወረረ ሉኣላዊ ግዝኣትን መሬትን ትግራይ፣ ዝተመዛበለ ህዝብና ብውዕሊ ፕሪቶርያን ሕገ መንግስትን መሰረት ክፍፀም ከምዝግባእን መንግስቲ ኢ/ያ ዝኣተዎ ቃል ክፍፅምን ሌተናል ጀነራል ፍስሃ ኪዳኑ (ፍስሃ ማንጁስ) ኣተሓሳሲቦም።
ሌተናል ጀነራል ፍስሃ ኪዳኑ ነዙይ ዝብሉ ሎሚ ኣብ ዝተጀመረ ዝተሰናበቱ ሰራዊት ናብ ማእኽል ስልጠና ምእታው ብዕሊ ኣብ ዝተጀመረሉ ስነስርዓት እዩ።
ሙሉእ ሓሳቦም ኣብዚ link ኣቲኹም ክትሰምዕዎ ንዕድም
youtu.be/8ufP6vfDYps?...
ብዛዕባ ርክብ ህዝቢታት ትግራይ ዓፋርን እንትለዓል ቀዲሙ ዝመፅእ ጉዳይ ኣርሆ እዩ። ወለድና ብፍላይ እንደርቶትን ወጀራትን ነዊሕ ጉዕዞ ዝጠልብ መንገዲ ኣርሆ ኣብ ዘካይዱሎም ግዚያት ጨው ንዕዳጋ ካብ ምቕራብ ብዝዘለለ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ህዝብታት ስጡም ኢኮኖምያዊን ማሕበራውን ምትእስሳር ዝፈጥሩሉ ዕድላት ከምዝነበረ ዘዘንቱ ብነብስሄር ጋዜጠኛ ሃይሉ ገሰሰ ቅድሚ 20ታት ዓመታት ዝተሰርሐ ዶክመንታሪ ፊልም ክንእንግደኩም። 🙏❤❤
youtu.be/RDkC_8-i-uU
The ceasefire in Ethiopia means little if Eritrean troops remain, committing abductions & terrorizing Tigrayan communities. World leaders, it’s time to enforce Eritrea’s exit from #Tigray
@cnn.com @borowitzreport.bsky.social
#EritreanTroopsOutOfTigray
adf-magazine.com/2024/03/repo...
In 🇪🇹 ’s #Tigray, systemic rape was used as a weapon of war. 15% of survivors are now living with #HIV, according to testimonies from nearly 5,000 women. #TigrayGenocide #WarCrimes
19.11.2024 14:32 — 👍 8 🔁 15 💬 0 📌 0#Mekelle City business leaders recently confronted TPLF Chairman Debretsion: “The infighting between you and Getachew Reda must end. Heed the counsel of #Tigray’s elders and the voices of the people. Either work together to lead us or step aside and allow other competent leaders to take charge.”
18.11.2024 19:53 — 👍 1 🔁 1 💬 0 📌 0ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ካብ ሚድያ ንምንታይ ጠፊኡ?
ኣብታ ንመወዳእታ ዘካየዳ ዋዕላ ነጋዶ ከተማ መቐለ ዝተልዓሉ ተረርቲ ሕቶታትን ርኢቶታትን 'ዶ ካብ ሚድያ ንክጠፍእ ምኽንያት ኮይኖምዎ ይኾኑ?
ሓቂ ብድፍረት ዝተዘረበሉ መድረኽ ነጋዶ ከተማ መቐለ ርኢኹምዎ ዲኹም? በዚ ሊንክ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
youtu.be/xrzvIEtxq0A