Now that all expert talking heads have got it off their chests they were shocked/surprised at Syria’s rapid regime change, hope they wont say same about humanitarian status of millions of affected & displaced Syrians. No shocks/surprises there & helping them quickly bears on how situation evolves
08.12.2024 17:23 — 👍 3 🔁 1 💬 0 📌 0
ተዘክሮታት መንገዲ ደደቢትን ምእራይ ወርቅን – GazetegnaExpandToggle MenuPreviousFacebookTwitterInstagramLinkedinExpand
ኲናት ክሳብ ዝጅምር መንገድታት ተሰሪሑ፣ ብዙሕ ሰብ ዝነበረሉ፣ ወርቂ እውን ብባህሊ ምሕፃብ ዳርጋ ተኸልኪሉ እዩ። ኢዛና (ትእምት) ነይሩ፣ ካልኦት ነይሮም።
ሕዚ ድሕሪ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ግን ደላሊ፣ ሌባ፣ ሃፍታም፣ ብዓል ስልጣን፣ ጀነራል ኮነ ሕጋውን ዘይሕጋውን ኩሉ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ዓሲሉ ወርቅን ካልኦት መዓድናትን ብስስዐ ክኣሪ ዓዲ ይባድም ኣሎ፣ ህዝብን ትንፋስ ዘለዎ ፍጡር ኩሉን ንሓደገኛ ኬሚካል ተቓሊዑ
gazetegna.com/folktales/%e...
18.11.2024 18:15 — 👍 7 🔁 5 💬 1 📌 0
Glad to be in this platform, salute
17.11.2024 13:25 — 👍 1 🔁 0 💬 0 📌 0
ውዕሊ ፕሪቶሪያ ንህዝቢ ትግራይ ካብ ዝሃቦ ዕድላት ሓደ፣ ብእንመን ይምራሕ ከም ዝነበረ፣ ንመን የምልኽ ከም ዝነበረ፣ ንመንግስቲ ልብኻ ወቲፍካ ምድጋፍን ምንጭብጫብን ዓሳው ምሕደራ ሸፊንካ ግዘ ክገዝእ ዝገብር ከም ዝኾነ ክርዳእ ምግባሩ እዩ። ዋላ ውርደት እንተኾነ፣ ንቕድሚት-ትምህርቲ እንተኾይንዎ፣ መንግስቲ ክሕተት፣ ክንቀፍ፣ ክጥርጠር፣ ትካል ውዕለታ ከም ዘይኮነን፣ እሽርሩ ምባል ከምዘየድሊ እንተተማሂሩ እውን ኣይኸፍእን።
15.11.2024 09:13 — 👍 7 🔁 5 💬 1 📌 0